Latest News

ሰሜን ኮሪያ ዳግማይ ንዓለም ኣገሪማ!
ሰሜን ኮሪያ ዳግማይ ንዓለም ኣገሪማ!

3/12/2026

ሰሜን ኮሪያ ዳግማይ ንዓለም ዘገረመ ስጉምቲ ወሲዳ! መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን፡ ካብ ሓደ ኣዝዩ ግዙፍ ዝኾነ ሓዱሽ ናይ ውግእ መርከብ ኾይኖም ሓደገኛታት ናይ ክሩዝ ሚሳይላት ክትኩሱ ምትርኣዮም ዓቢ መዘራረቢ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። እዚ 5,000 ቶን ዝምዘን "ቾይ ህዮን" (Choe Hyon) ዝተሰምየ ሓዱሽ ናይ ውግእ መርከብ፡ ገና ብወግዒ ስራሕ ...

Read More
ንዉሳነ ብሄራዊ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያን ቤትምኽሪ ፌደሬሽንን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዉድባት ተኻይዱ።
ንዉሳነ ብሄራዊ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያን ቤትምኽሪ ፌደሬሽንን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ዉድባት ተኻይዱ።

2/28/2026

ንዉሳነ ብሄራዊ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያን ቤትምኽሪ ፌደሬሽንን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ህወሓት፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ተናሓናሕቲ ውድባት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍላተ ከተማታት ዝመፁ ነበርትን ተመዛበልትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ መቐለ/ባሎኒ ተኻይዱ። ‎ ‎ኣብቲ ህዝባዊ ስላማዊ ስልፊ ካብ ዝተ...

Read More

More Stories

February 11 is the day we celebrate the 51st anniversary of the promise to meet the unfulfilled demands of the people.
February 11 is the day we celebrate the 51st anniversary of the promise to meet the unfulfilled demands of the people.

2/19/2026

February 11 is the day we celebrate the 51st anniversary of the promise to meet the unfulfilled demands of the people. Dr. Debretsion Gebremichael said he would like to see the situation resolved peacefully, but if not, ...

Read More
We will do our best to address our questions in a peaceful, political, transparent, legal, and just manner without causing more casualties or injuries.
We will do our best to address our questions in a peaceful, political, transparent, legal, and just manner without causing more casualties or injuries.

2/19/2026

We will do our utmost to address our issues in a transparent, legal, and fair manner without increasing casualties or injuries. The Governor-General of the Philippines has been appointed. The President of the Interim Adm...

Read More
መራሕቲ ዓለም ኣብ ቅልውላው ትግራይ ብቕሉዕ ክዛረቡ ኣለዎም ክብል ዓለም ለኸ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች  ኣተሓሳሲቡ ።
መራሕቲ ዓለም ኣብ ቅልውላው ትግራይ ብቕሉዕ ክዛረቡ ኣለዎም ክብል ዓለም ለኸ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች  ኣተሓሳሲቡ ።

2/14/2026

መራሕቲ ዓለም ኣብ ቅልውላው ትግራይ ብቕሉዕ ክዛረቡ ኣለዎም ክብል ዓለም ለኸ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች  ኣተሓሳሲቡ ። ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንዓመታዊ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካ  ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተው ኣፍሪካውያንን ካልኦት ዓለምለኻውያን መራሕቲን ፅልዎ ፈጠርቲን ኣብ ጉዳይ ትግራይን እታ ሃገር ኣትያቶ ዘላ ቅልውላ...

Read More
The story of M.General Hayelom Araya
The story of M.General Hayelom Araya

2/13/2026

This is a day in the history of the Tigers.He was known for his sense of humor, compassion, courage, and leadership, and was recognized for his "quick wit and humor" and for hastening the enemy's defeat. He was born in 1...

Read More
The situation in Tigray is worsening
The situation in Tigray is worsening

2/13/2026

The UN Human Rights Commission (UNHRC) has urged all parties to act responsibly to reduce tensions before the situation in Tigray worsens. In a statement today, the Commission's spokesperson, Ravina Shamdasani, reiterate...

Read More
መግለፂ ኢንስቲትዩት ፓን ኣፍሪካን ኣጀንዳ (PAN AFRICAN AGENDA)
መግለፂ ኢንስቲትዩት ፓን ኣፍሪካን ኣጀንዳ (PAN AFRICAN AGENDA)

2/11/2026

መግለፂ ኢንስቲትዩት ፓን ኣፍሪካን ኣጀንዳ (PAN AFRICAN AGENDA) መበል 39 ስሩዕ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪቃ ብዕለት 14-15 ለካቲት 2026 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ። ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት ብሰንኪ ግጭት ዝመውት ሰብ መጠን ብ 841% ብምውሳኹን፡ ካብ ሱዳን ክሳብ ሃገራት ሳሄል ውግኣት ይካየ...

Read More
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን መበል 51 ዓመት ፅንብል በዓል 11 ለካቲት ብዝተፈላለየ ምድላዋት ብድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ተወጋጊኑ።
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን መበል 51 ዓመት ፅንብል በዓል 11 ለካቲት ብዝተፈላለየ ምድላዋት ብድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ተወጋጊኑ።

2/11/2026

ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን መበል 51 ዓመት ፅንብል በዓል 11 ለካቲት ብዝተፈላለየ ምድላዋት ብድምቀት ንምኽባር ምድላዋት ተወጋጊኑ። ማሕበር ተጋሩ ሰሜን ኣሜሪካ ጨንፈር ዋሽንግተን ዲሲ ከባቢኣን ኣብ ዘቕረቦ ፃውዒት ፅምብል መበል 51 ዓመት ወርቃዊት በዓል 11 ለካቲት ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን ልደት ውድብ ህወሓትን ሙሉእ ኣታዊኡ ንኣካለ ...

Read More
ናብ ትግራይ ዝግብሩ ስሩዕ በረራታት ተቛሪፆም.
ናብ ትግራይ ዝግብሩ ስሩዕ በረራታት ተቛሪፆም.

2/6/2026

ናብ ትግራይ ዝግብሩ ስሩዕ በረራታት ተቛሪፆም. ናብ ትግራይ ዝግበሩ ዝነበሩ ስሩዕ ናይ ኣየር በረራ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተሰረዙ ተፈሊጡ። መሰረት ዝተብሃለ ሚድያ ንተጓዓዝትን ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብምጥቃስ ከምዝሓበሮ እቲ ምቁራፅ በረራ ካብ ሎሚ ሓሙስ ጀሚሩ ተግባራዊ ክኸውን ተወሲኑ ኣሎ። እዚ ዜና ዝተረጋገፀ ካብቶም በረራ ክገብሩ ዝ...

Read More

Our Servies

Turning your vision into measurable results with us

Our Partners

Driving success through strategic collaboration.

Partner
Tigray Television

Partner
Mekelle University

Partner
Zara Media Network

Partner
Tigray Culture & Tourism Bureau

Partner
Tigray Communication Affairs Bureau

Partner
Office of the President Tigray

Partner
Tigray Region Health Bureau

Partner
Dimtsi Weyane

Partner
Tigray Investment Bureau

Partner
Tigray Television

Partner
Mekelle University

Partner
Zara Media Network

Partner
Tigray Culture & Tourism Bureau

Partner
Tigray Communication Affairs Bureau

Partner
Office of the President Tigray

Partner
Tigray Region Health Bureau

Partner
Dimtsi Weyane

Partner
Tigray Investment Bureau