3/12/2026
ሰሜን ኮሪያ ዳግማይ ንዓለም ዘገረመ ስጉምቲ ወሲዳ! መራሒ እታ ሃገር ኪም ጆንግ ኡን፡ ካብ ሓደ ኣዝዩ ግዙፍ ዝኾነ ሓዱሽ ናይ ውግእ መርከብ ኾይኖም ሓደገኛታት ናይ ክሩዝ ሚሳይላት ክትኩሱ ምትርኣዮም ዓቢ መዘራረቢ ዛዕባ ኮይኑ ኣሎ። እዚ 5,000 ቶን ዝምዘን "ቾይ ህዮን" (Choe Hyon) ዝተሰምየ ሓዱሽ ናይ ውግእ መርከብ፡ ገና ብወግዒ ስራሕ ...
Read More2/19/2026
February 11 is the day we celebrate the 51st anniversary of the promise to meet the unfulfilled demands of the people. Dr. Debretsion Gebremichael said he would like to see the situation resolved peacefully, but if not, ...
Read More
2/14/2026
መራሕቲ ዓለም ኣብ ቅልውላው ትግራይ ብቕሉዕ ክዛረቡ ኣለዎም ክብል ዓለም ለኸ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ሂዩማን ራይትስ ዎች ኣተሓሳሲቡ ። ኣብዚ ሰሙን’ዚ ንዓመታዊ ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተው ኣፍሪካውያንን ካልኦት ዓለምለኻውያን መራሕቲን ፅልዎ ፈጠርቲን ኣብ ጉዳይ ትግራይን እታ ሃገር ኣትያቶ ዘላ ቅልውላ...
Read More
2/13/2026
The UN Human Rights Commission (UNHRC) has urged all parties to act responsibly to reduce tensions before the situation in Tigray worsens. In a statement today, the Commission's spokesperson, Ravina Shamdasani, reiterate...
Read More
2/6/2026
ሓዱሽ ዕላመት ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ዕላዊ ኰይኑ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ትግራይ ፀጋታት ንምልላይን ንሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን ወፃእን እትምቹ ትግራይ ንምግሃድን ዘኽእሎ ዕላመት (ብራንዲንግ) ዕላዊ ገይሩ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ኣይተ ዳኒኤል መኮነን፥ ዋላ'ኳ ድሕሪ ኲናት ዘሎ ፍሰት ኢንቨስትመንት ትግራይ ካብቲ ሕሉፍ ዝሓሸ እንተኾነ ብሰንኪ ...
Read More
Turning your vision into measurable results with us
Driving success through strategic collaboration.