2/28/2026
ንዉሳነ ብሄራዊ መረፃ ቦርድ ኢትዮጵያን ቤትምኽሪ ፌደሬሽንን ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ህወሓት፣ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ፣ ተናሓናሕቲ ውድባት፣ መራሕቲ ሃይማኖትን ካብ ዝተፈላለዩ ክፍላተ ከተማታት ዝመፁ ነበርትን ተመዛበልትን ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ መቐለ/ባሎኒ ተኻይዱ። ‎ ‎ኣብቲ ህዝባዊ ስላማዊ ስልፊ ካብ ዝተ...
Read More
2/19/2026
We will do our utmost to address our issues in a transparent, legal, and fair manner without increasing casualties or injuries. The Governor-General of the Philippines has been appointed. The President of the Interim Adm...
Read More
2/11/2026
መግለፂ ኢንስቲትዩት ፓን ኣፍሪካን ኣጀንዳ (PAN AFRICAN AGENDA) መበል 39 ስሩዕ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራትን መንግስታትን ሕብረት ኣፍሪቃ ብዕለት 14-15 ለካቲት 2026 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ። ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓሰርተታት ዓመታት ብሰንኪ ግጭት ዝመውት ሰብ መጠን ብ 841% ብምውሳኹን፡ ካብ ሱዳን ክሳብ ሃገራት ሳሄል ውግኣት ይካየ...
Read More
2/6/2026
ናብ ትግራይ ዝግብሩ ስሩዕ በረራታት ተቛሪፆም. ናብ ትግራይ ዝግበሩ ዝነበሩ ስሩዕ ናይ ኣየር በረራ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝተሰረዙ ተፈሊጡ። መሰረት ዝተብሃለ ሚድያ ንተጓዓዝትን ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ብምጥቃስ ከምዝሓበሮ እቲ ምቁራፅ በረራ ካብ ሎሚ ሓሙስ ጀሚሩ ተግባራዊ ክኸውን ተወሲኑ ኣሎ። እዚ ዜና ዝተረጋገፀ ካብቶም በረራ ክገብሩ ዝ...
Read More2/4/2026
ጀኖሳይደሩ መሪ ስለ ትግራይ ምን እያለ ነው? https://www.youtube.com/watch?v=1L-UfOh1_cY...
Read MoreTurning your vision into measurable results with us
Driving success through strategic collaboration.