2/4/2026
ጅማሮ ህንፀት መንገዲ ገጠር ብዘት-ሓጓ ኣረጋ --- ምምሕዳር ወረዳ ብዘት ካብ ማእከል ወረዳ ናብ ጣብያ ሓጓ ኣረጋ ዘራክብ ህንፀት 10 ኪሎሜትሮ መንገዲ ከም ዝጀመረ አፍሊጡ። ዋና አማሓዳሪ ወረዳ ብዘት አይተ ዮሴፍ ምስግና ከም ዝገለፅዎ ቁጠባዊ ምንቅስቓስ ሓንቲ ወረዳ ብዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ከም ዝውሰን ድሕሪ ምግላፅ ኣብታ ወረዳ ጠለባትን ድሌት...
Read MoreTurning your vision into measurable results with us
Driving success through strategic collaboration.